በዓል ሞያ ካሜራ

የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ስራ ማህበራት ማስፋፋት የገበያ ልማት ኤጀንሲ
መግለጫ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን

ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ

የትምህርት ደረጃ

ካብ ቤ/ ት /ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +1 ብሰርትፊኬት ዝተመረቀ ብካሜራ ብኦዲዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቀ ት

ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮለጅዝወደአ ወይ ብስነ ጥበብ ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤ ት ትምህርቲን ዲፕሎማ ዝተመረቀ

ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ

ካብ ቤ/ ት /ቲ ቴክኒክን ሞያን ብ 10 +1 ብሰርትፊኬት ዝተመረቀ ብካሜራ ብኦዲዮ ቪድዮ ስራሕ ዝተመረቀ ት

ወይ ቀዳማይ ዓመት ኮለጅ ዝወደአ ወይ ብስነ ጥበብ ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤ ት ትምህርቲን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ኮይኑ 6 ዓመት በቲ ዝድለ ሞያ ዘገልገለ

 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ 2ይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

How to apply

መተሓሳሳቢ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
  • ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
  • COC  ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ

ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10

 

Share this Post:
መመለስ