ኪኢላ ትልምን ምዉፋር ሓይሊ ሰብን
የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ስራ ማህበራት ማስፋፋት የገበያ ልማት ኤጀንሲመግለጫ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
የትምህርት ደረጃ
ዲግሪ ማናጅመንት፣ ቢዝ /ማናጅመንት፣ ኮ/ ማናጅመንት ፣ ኢኮኖሚክስ ወይ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ /ት
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
ስራሕ ልምዲ 6 ዓምትን ልዕሊኡን ዘለዎ/ ዋ
How to apply
መተሓሳሳቢ
- ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
- ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
- COC ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
Share this Post: