ኪኢላ ትልምን ምዉፋር ሓይሊ ሰብን

የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ስራ ማህበራት ማስፋፋት የገበያ ልማት ኤጀንሲ
መግለጫ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን

ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ ማናጅመንት፣ ቢዝ /ማናጅመንት፣ ኮ/ ማናጅመንት ፣ ኢኮኖሚክስ ወይ ተመሳሳሊ ዝተመረቐ /ት

ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ

ስራሕ ልምዲ 6 ዓምትን ልዕሊኡን ዘለዎ/ ዋ

How to apply

መተሓሳሳቢ

  • ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
  • ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
  • COC  ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ

ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10

 

Share this Post:
መመለስ