በዓል ሞያ ምምሕዳርን ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን
የትግራይ ክልል እቅድና ፋይናንስን ቢሮመግለጫ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አ/ሰ/ ሓይሊ ሰብ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ከማልእ ብዙይ መሰረት በቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድም
የትምህርት ደረጃ
- ቀደማይ ዲግሪ
- ዲፕሎማ
ተፈላጊ ችሎታ
- ኢኮኖሚክስ
- ፐብሊክ ኣድምንስትሬሽን
- አመራርሓ ሓይሊ ሰብ
- ሳይኮሎጂ
- ሕጊ
ስራ ልምድ
ንዲግሪ 6 ዓመት
ንዲፕሎማ 10 ዓመት
How to apply
ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና
- ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት
- COC ዝምከተኩም መረዳእታኩም ክተቕርቡ ይግባእ
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ -12
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
Share this Post: