ላዕለዋይ ኦዲተር-3
የትግራይ ውሃ ስራዎች ኤንተርፕራይዝመግለጫ
ኢንተርፕራዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሎም ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደባት ብቋሚ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
2ይ ድግሪ
1ይድግሪ
ተፈላጊ ችሎታ
ኣካዉንቲንግ /ተዛማዲሙያ
ስራ ልምድ
2ይ ድግሪ ዝተመረቐ 4 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
1ይ ድግሪ /3 ዓመትትምህርቲ /ዝተመረቐ 6 ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
How to apply
- ናይ ምዘገባ ዕለት ካብ 29 /01/ 2008 ክሳብ 06/ 02 /2008 ዓም
- ናይ ምዘገባ ሰዓት ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- አመልከቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስዘይምለስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ትቅርቡ
- ናይ ምዘገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቁፅሪ 10 ቀሪብኩም ትምዝገቡ ትኽእሉ
Share this Post: