ሴክሪተሪ /secetary/
ራክሚንት ሲስተም ኋላ/የተወ/የግ/ማመግለጫ
ድርጅትና ራክሚንት ሲስተም ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሴክሪተሪ /secetary/ በቆዋሚ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ብSSOM ፣ IT ወይ ተመሳሳሊ ትምህርቲ ዝተመረቐት
ተፈላጊ ችሎታ
- · ብቋንቋታት ትግራኛን እንግሊዝኛ ብቅልጣፈ ናይ ምፅሓፍ ክእለት ዘለዋ
- · መሰረታዊ ናይ ኢንተርኔት ኣጠቃቅማ ክእለት ዘለዎ
ስራ ልምድ
ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ሓደ (1 ) ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
How to apply
ቐደማይ ወያነ ዕደጋ ማእከል ብሎክ ረ-304
ካብ ዕለት 16/11/2011 ክሳብ 19/11/2011 ኣብ እዋን ስራሕ ንጉሆ ካብ 2:30 ክሳብ 6:30 ድሕሪ ፋዱስ ካብ ሰዓት 7:30 ክሳብ 11:30
Share this Post: