ሃይድሮጂኦሎጂስት

የመቕለ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት
መግለጫ
ሃይድሮጂኦሎጂስት መቐለ
የትምህርት ደረጃ
  • BSC ዲግሪ ብጂኦሎጂ, ኣፕላይድ  ጂኦሎጂ
  • Msc ዲግሪ ሃይድሮጂኦሎጂ
ተፈላጊ ችሎታ

ንፅንዓት ዲዛይንን ዘገልግሉ ዝተፋላለዩ ሶፍትዌራት ክእለት ዘለዎ /ዋ ምስ ጋንታ ተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ /ዋ ፣ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ /ት፣ንለዉጢ ዝተቀረበ /ት

ስራ ልምድ

ብጂኦሎጂ 4 ዓመት ፣

ኣፕላይድ  ጂኦሎጂ  2 ዓመት ፣

ሃይድሮጂኦሎጂ Msc 0 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ

How to apply

 

እዚ ዝተጠቀሰ  ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጋወሐሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እንዳቀረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም

Share this Post:
መመለስ