ክኢላ ማህደርን ሪከርድን

የትግራይ ክልል ስታስቲክስ ኤጀንሲ
መግለጫ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብቋሚ ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

10+3 ዲፕሎማ ብላይበረሪያል ሳይንስ፣ ሪከርድ ማናጅመንት፣ ሴክረታ ሳይንስ፣ ፐርሶኔል ማናጅመንት

ተፈላጊ ችሎታ

ብፀሓፍነት፣ ብላብረሪያን፣ ማህደርን ሪከርድን

ስራ ልምድ

ብፀሓፍነት፣ ብላብረሪያን፣ ማህደርን ሪከርድን

How to apply

1 ተወዳደርቲ ትምህርቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ምስ ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶኮፒ ሒዞም የቅርቡ፤

2 ካብ ውልቀ ትካል ዝቀረበ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ተከፈሎ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ኣለዎ

3 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

4 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ 3ይ ደብሪ

5 ሲኦሲ ዝምልክተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ፡

6 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ፡

Share this Post:
መመለስ