ሲኒየር ኦዲተር
የትግራይ ሞያ ብቃት መረጋገጫ ኤጀንሲመግለጫ
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ
አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
የትምህርት ደረጃ
ደረጃ ት/ቲ ስራሕ ልምዲ :
- ቀዳማይ ዲግሪ ሊዕሊኡን 7ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
- ብኣካዉንቲንግ
- ማናጅመንት
- በኢኮኖሚስ
ተፈላጊ ችሎታ
ተደላይ ኽእለት
- ኦዲተር ስራሕቲ ልምዲ ዘለዎ
- ዕዳጋን ምምር ፋስን ስራሕ ልምዲ
- ሒሳብን በጀትን ሓለፊ ሰራሕተኛ ዝኾነ
- ናይ ምምራሕን ምዉዳብን ክእለት ዘለ/ ዋ
- ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
- ስነ ምግባሩ/ራ ሕሉዉ ዝኾነ
- ብምዘና ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ዝምልከቶ እንተኾይኑ ዝሐለፈት/ፈ
ስራ ልምድ
How to apply
መመዝገቢ ቦታ
- ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ
አድራሻ : ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና
- ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ስ ቁ 0344434335 ወይ 0914780669
- ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643 ወይ 0910799903
- ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ስ ቁ 0347753909 ወይ 0914743621
ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912
Share this Post: