ምምሕዳር ሓይሊሰብ
የትግራይ ህዝብ ብዙሃን መገናኛ ድርጅትመግለጫ
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
የትምህርት ደረጃ
ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ኣ/ሰ/ሓይሊ ሰብ፣ መተሓባበሪ ትልምን ምውፋርን፣ በዓል ሞያ ትልምን ምውፋርን፣ ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን ፣ ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ስልጠና ክትትልን በዓል ሞያ መረዳእታ ሓይሊ ሰብ፣ ብቀረፃን ምምሕያሽን፣ ኣተኣላልያ ጥርዓን፣ ብኢንስፔሽን ወዘተ
ተፈላጊ ችሎታ
ብማኔጅመንት ብህ/ምም/ር ብኦኮኖሚክስ፣ ስተታስትያን፣ ሶሾሎጂ፣ ዲቭሎፕመንታል ስታስ ብኢኮኖሚክስ ፐብሊክ ማኔጅመንት፣ ኡርባን ማኔጅመንት፣ ሩላር ዴቨሎፕመንት ስታዲስ፣ ሪጅናል ኤንድ ሎካል ዴቬሎፕመንት ወዘተ
ስራ ልምድ
ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ
How to apply
1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307
2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤
3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤
5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤
Share this Post: