ዋርድያ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
መግለጫ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

4ይ ክፍሊ ዘጠናቀቀት ዜሮ ዓመት ስራሕ ልሚ

ተፈላጊ ችሎታ

ምንባብን ምፅሓፍን ዝክእል፤

ስራ ልምድ

ምንባብን ምፅሓፍን ዝክእል፤

How to apply

1 ዕጡቅ ምልሻ ንምዃን ድልዊ ዝኮነት

2 ዋሕስ ክተቅርብ ትክእል፤

1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ

2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ

3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 13/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00

4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 15/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 16/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00

 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ

 ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡

Share this Post:
መመለስ