በነፃ የጨረታ ወይም የስራ ማስተዋወቅ jobs@milkta.com ይላኩ
ሳንተሪ መሃንዲስ
የቤቶች ልማት ኤጀንሲ - የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2007 (ከ 10 ዓመታት)
- : ሰንበት ታሕሳስ 19, 2007 (ተዘጋ)
- Print
- PDF
-
- የስራ ምድብ: ኢንጅነሪንግ
- የስራ ደረጃ (ፕሳ- መፕ-): 11
- የስራው ዓይነት: ቐዋሚ
- ደሞዝ በስምምነት
- የስራ መለያ ቁጥር
- ተፈላጊ ብዛት 1
- ቦታ: መቐለ
- በኣገልግሎት ዘመን: ጀማሪ
- ፆታ: ኣይፈልን
መግለጫ
ምልከታ
ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፈቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት ብዝዉዉርን ብቑፃርን ሓይሊ ሰብ ብቅደም ሳዓብ ከማልእ ይደሊ::
ት/ቲ ደረጃ : ቢ .ኤስ. ሲ
ስራሕ ልምዲ 2 - ዓመት
ዓይነት ሙያ : ስቪል ምህንድስና ወይ ተመሳሳሊ
How to apply
ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተቐመጠ ክፈቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ሮቆሒ እተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ኤጀንሲ ልምዓት አባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ (ቑፅሪ 4 )ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር::
መመለስ