ሰራሕተኛ ቤተ መፃሕፍትን መዛግብትን
የትግራይ ዉሃ ሃፍቲ ቢሮመግለጫ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡
የትምህርት ደረጃ
ላብሪርያን ሳይነስ፣ ኢንፎርሜሽን ሳይነስ፣ ስነፅሑፍን ጆርናሊዝምን ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኣንትሮፖሎጂ፣ ሂስትሪ፣ ማኔጅመነት፣ ኢንፎርሜሽን ሲስተም፣ ኩሉ ዓይነት ኮምፒዩተር፣ 10+3 ወይ ብብርኪ III ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማን ዝተመረቀ/ት
ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ
0
How to apply
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡
Share this Post: