ፕረስ ጉጅለ መራሒ
የትግራይ ኮሙኒኬሽን ጉዳዮች ቢሮመግለጫ
ብርኪ ትምህርቲ
-
ብዝኾነ ዓይነት ማሕበራዊ ሳይንስ ብፍላይ ብጋዜጠኝኘት ማስ ኮሙኒኬሽን ቋንቋ
-
ፅሑፍ ዝተመረቐ/ት
-
ፅቡቅ ክእለት ምፅሓፍ ዘለዎ/ዋ
-
ኩለ መዳይ ብቕዓት ር/ህዝቢ ዘለዎ
-
ኣብ ፖሊሲታትን ስትራቴጂን መንግስቲ ንፁር ግንባር እምነትን ዘለዎ/ዋ
-
ብጉጅለዊ ስራሕቲ ውፅኢት ዝኣምን/እትኣምን
-
ካበ ሕማቕ ልምዲታትን ባህርያትን ነፃ ዘኾነ/ት
ስራሕ ልምዲ
-
ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን1ይ ዲግሪ 10 ዓመትን ልዕሊኡን
-
ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን2ይ ዲግሪ 8 ዓመትን ልዕሊኡን
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
ተወዳደርቲ ዘለኩመ/ክነ መረዳእታ ትምህርቲን ስራሕልምዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ ክተቕቕርቡ/ባ
-
ክተቕርቡ
-
ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ር/ህ/መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ
-
ምዝገባ ካብ ዕለት 30/04/2006 – 06/05/2006 5(ሓሙሽተ) ተከታተልቲ ናይ ስራም መዓልቲ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታክነፍልጥ ምካና ንገልፅ
-
ንተወሳኪ ብቑፅሪ ስሸ 0344-404157 ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ፋክስ 0344-407462 0344408406።
Share this Post: