ፀሓፊት ዶክመንት ካሸር

የመቐለ ህንፃ መሳሪያ ገበያ ማእከል
መግለጫ

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡

የትምህርት ደረጃ

ብኮምፒዩተር ሳይነስ ደረጃ 3 ዲፕሎማ ወይ ሴክረታሪን ኦፊስ ማናጅመንት ደረጃ 3 ዲፕሎማ ወይ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ደረጃ 3

ተፈላጊ ችሎታ

ዲፕሎማ

ስራ ልምድ

3 years and above

How to apply

እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም

ኣድራሻ ቀዳማይ ወያነ 2ይ ደብሪ 211 መ/D

Share this Post:
መመለስ