መራሒ መኪና
የትግራይ ክልል ከተማ ልማት ንግድና ኢንዱስትርን ቢሮመግለጫ
ፆታ ኣይፈልን
መቐለ
ተዳላይ ክእሎትን ዓይነት ትምህርቲን
4ይ ክፍሊ ዝወደአ
3ይ ብርኪ ፍቓድ መዘወሪ 2ይ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
ኣመልከቲ መረዳእታኹም /ኹን ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ክምዝገቡ ትክእሉ/ላ ምኻኑኩም /ክን ነፍልጥ
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕለት 18/04/2006 ክሳብ 24/04/2006 ዓ /ም ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን
-
መመዝገቢ ቦታ ሻብ ቢሮ ልምዓትን ከተማን ን / ኢንዱስትሪን ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ደጋፊ ከ /ስ /ኣ / ስ / ሓ /ሰብ ምካኑ ነዘካኽር
Share this Post: