ፋይናንስ ሓላፊ
ፍር ስዋኣት የንግድ ስራዎች ኋላ/የተወ/የግ/ማመግለጫ
ትካልና ፍረስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ከቆፅር የደሊ።
የትምህርት ደረጃ
BA(MA/MBA) ብAccounting Finance ወይ ብተመሳሳሊ
ተፈላጊ ችሎታ
ንማስተር 8ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ 3ተ ዓመት ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ንዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት
ስራ ልምድ
8-10 ዓመት
How to apply
- ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16-05/2011ዓ/ም ኦርጂናል ዶክመንት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምፀእ ትኽእሉ።
-ዓይደር ክፍለ ከተማ 03
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-130690/700417
Share this Post: