ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ኦፊሰር

የትግራይ ክልል እቅድና ፋይናንስን ቢሮ
መግለጫ

ዘድሊ ዓይነት ትምህርቲ

ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን

ብኣካውንቲግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብዕደጋ ፕሮኩሩመንት ማናክመንት፣ ብፐርቸይዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብባንኪን ኤንድ ኢንሹራንስ

ንብ.ኤ 6+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

ን ኤም.ኤ 4+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎሐዋ

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

መተሓሳሰቢ

  1. ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም።

  2. ተወዳደርቲ ብኣካል ናይ መረዳእታ ብሰብ ምልኣክን ምምዝጋብን ይክእሉ

  3. ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 08/04/2006 – 21-04/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

  4. ፈተና ዝውሃበሉ ዕለትን ሰዓትን ብናይ ውሽጢ ምልክታ ክግለፅ እዩ

  5. ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 1-11

ምስ ሰላምታ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

Share this Post:
መመለስ