ሲኔር ኣካውንታት

ሚዛን ብድርና ቁጠባ ተቋም
መግለጫ

ሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቀዋሚ ክንቆፅር ንደሊ።  

የትምህርት ደረጃ

በኣካውንቲንግ ፣ብኣካውንቲንግ ፋይናንስ ፣ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ብኮፕረቲቭ ኦዲቲንግ፣ ብኮፕረቲቭ በፋይናንሻል ማናጅመንት

ተፈላጊ ችሎታ

በኣካውንቲንግ ፣ብኣካውንቲንግ ፋይናንስ ፣ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ብኮፕረቲቭ ኦዲቲንግ፣ ብኮፕረቲቭ በፋይናንሻል ማናጅመንት

ስራ ልምድ

መመዝገቢ ቦታ- ሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ቀፅሪ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንርከብ
መመዝገቢ ዕለት ካብ 06/05/2011ዓ/ም ክሳብ 11/05/2011ዓ/ም    

How to apply

ተወዳደርቲ ዘለኩም ናይ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ዘይምለስ                                               ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት ኣብ ቀፃሊ ንምልክታ ዝልጠፍ ይኸውን።                                                         ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-416256 

Share this Post:
መመለስ