ፅሬትን ተላኣኪትን

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኋላ/የተወ/የግ/ማህበር
መግለጫ

ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓበሩ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ረቆሒ ተማልኡ ክተመልክቱ ታ ንፅዉዕ::

ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ              4 ክፍልን ልዕሊኡን

ተደላይ ዓይነት ትምህርቲ              ቀለም ትምህርቲ

ተደላይ ግልጋሎት ዘመን                2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ተደላይ ልምዲ ስራሕ                  4ይ ክፍልን ልዕሊኡን ቀለመ ትምህረቲ

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
  • ምዝገባ ዕለት ካብ ዕለት 28/12/2006 ዓ/ም 04/13/2006 ዓ/ም

  • መመዝገቢ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ማሕበር ደቂ ኣንስተዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ

  • ብፉሉይ መንገዲ ደቂ ኣንስትዩ ነተባብዕ

Share this Post:
መመለስ