ላዕለዋይ ክኢላ ኦዲተር

የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት
መግለጫ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ር/ምም/ር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብቑፃር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ::

ተደላይ ክእለት

  • ብኣካዉንቲንግ ዝትመረቀ/ት

  • ቀዳማይ ድግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

  • ካልኣይ ዲግሪ በቲ ዝተጠቀሰ ሙያ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ናይ ኮምተር ክእለት ዘለዎ/ዋ

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
  • ዘለዎ/ዋ

  • ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 28/12’06 ዓ’ም ክሳብ 04/13/2006ዓ/ም

  • ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

  • ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትምህርቲ ይኹን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 309 ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትምዝገቡ ትኽእሉ ም¤ንኩም ነተሓሳስብ


 

Share this Post:
መመለስ