ኣካዉንታንት
የትግራይ ዉሃ ሃፍቲ ቢሮመግለጫ
ን 3ይ ጊዜ ዝተቃለሐ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ ተዘዋዋሪ ፈንድ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ ፀ ክፍቲ መደብ / ባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት - ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ" ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 7 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
ወይ
ብኣካዉንቲንግ "ብቢዝነስ ኢድኬሽን " ብባንኪንግ ኢንሹራንስ " ብኮኦፓሬቲቭ ኣካዉንቲንግ ማስተርስ ዲግሪ ናይ 5 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ::
መብርሂ
ፕሮቪደንት ፈንድ
-
ካብ ቖፃሪ 11 %
-
ካብ ቖፃሪ 7 %
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
መመዝገቢ ዕለት ካብ 19/12/2006 ዓ/ም - 23/12/2006 ዓ/ም
-
መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቐፅሪ 03
-
መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ
-
ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 9:00
-
እዋን ቁፃር ን ሐደ ዓመት ኮይኑ ከምኣድላይነቱ ዝሕደስ
Share this Post: