ኣካውንታት

የትግራይ ክልል ውሃ ሃብት ቢሮ
መግለጫ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ብታሕቲ ኣብ ዝተገለፁ/ፀ/ ክፍቲ መደብ/ባት/ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቑሓ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት

  • ብኣካውንቲንግ፣ ብቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ብባንኪንግ ኢንሹራንስን፣ ብኮኦፖሬቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ብማናጅመነት ቐዳማይ ዲግሪ ናይ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ዕለት ካብ 21-29/08/2006 ዓ/ም

መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 01

መመልክትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋናስ ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻን ሒዝኩም ክትቕርቡ ይግባእ

እዋን ኮንትራት ን6 ወርሒ ኾይኑ ከም ኣድላይነቱ ዝሕደስ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 04/09/2006 ዓ/ም ሰዓት 9፡00

Share this Post:
መመለስ