ጀማሪ ኪኢላ ኣታእክክባ እቶትን ክትትልን

በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን
መግለጫ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም

ብኤ ዲግሪ

ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ

0ዓመት 

 

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

መተሐሳሰቢ

  • ኣመልከቲ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ ኦርጅናል ከትቀርቡ

  • ካብ ዝሰርሐሉ ቤት ዕዮ ስነ-ምግባር ዝገልፅ መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

  • ኣብ ተራ ቁፅሪ 7ን 8 |ተጠቀሱ ስራሕ መደብ ናይ 2004፤2005 ዓ/ም ምሩቃት መመረቂ ነጥቢ ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንደቂ ተባዕትዮ 2.5 ልዕሊኡን ከምኡውን ዘይብሉ ምኻኑ መረጋገፂ ካብ ዝነብረሉ ከባቢ ምምሕዳር ከቅርብ ዝክእል

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ክብ መጋቢት 29/07/2006 ክሳብ ሚያዝያ 08/2006 ዓ/ም ዘሎ እዋን

  • ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጥቃ ዝርከብ ናይ ጉደኣት ኩናት ትገራይ ሓዱሽ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣመራርሓ ልምዓት ሓይሊ ሰብን

  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ሚያዝያ 20/2006 ዓ/ም

Share this Post:
መመለስ