ንብረት ዓቃቢት
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይመግለጫ
ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
ዲፕሎማ
ተፈላጊ ችሎታ
ፐርቸዚንግ ማናጅመንት :ማናጅመንት:ኣካዉንቲንግ
ስራ ልምድ
4 ዓመት
How to apply
- ናይ ምዝገባ ቦታ ኤጀንሲ ማዕንን ኢነርጅን ማሐበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝርከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ቐፅሪ ቢሮ 15 ዳይሬክቶሬት ኣማራርሓ ስራሕ ልምዓት ሓይሊ ሰብ
- ናይ ምዝጋባ ዕለት ካብ 23/1/2010 ክሰብ 29/1/2010 ዓም
- ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብፅሑፍ ይግለፅ
- ተወዳደርቲ ኦርጅናል መረዳእታ ትምህርትን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
- ካብ ናይ ዉልቀ ትካል ቤት ፅሕፈት ዝቐርብ ናይ ስራሕ ልምድ ግበሪ ዝከፈለሉ ሕጋዊ መረዳእታ ካብ ፋይናንስ ኢኮ/ልምዓት የቅርብ
Share this Post: