በዓል ሞያ ትምህርትን ስልጠናን ድጋፍን ክትትልን III

የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ
መግለጫ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ኢኮኖሚክስ: ስታትስቲክስ: ማናጅመንት: ሳይኮሎጂ: ሶሾሎጂ: ዲቨሎፕመንት :ማናጅመንት: ዲቨሎፕመንት: ኣድሚንስትሬሽን : ፓፕሊክ ኣድሚኒስትሬሽን : ቢዝነስ ማናጅመንት ኮኦፕሬቲቭ ኣድሚኒስትሬሽን: ፖለቲካል ሳይንስ አለም ኣቀፍ ግንኝነት :ህዝቢ ምምሕዳር

ስራ ልምድ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 4ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 2ተ ዓመት

How to apply
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ
Share this Post:
መመለስ