ኪኢላ ርክብ ህዝቢ

የትግራይ ክልል ሰራሕተኛና ማሕበራዊ ጉዳይ ቢሮ
መግለጫ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሐኛታት አወዳዲሩ ብዝዉዉርን ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

1ይ ደግሪ ወይ 2ይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ጆርናሊዝም ኮሚኒኬሽን : ዓለምለከ ርክብ : ስታሰቲካል ሳይንስ: ቆንቆ ሰነ ፅሑፍ :ማናጅመንት

ስራ ልምድ

ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 6ተ ዓመት ን2ይ ደግሪ 4ተ ዓመት

How to apply
  • ናይ ምዝጋበ እዋን 16/1/2010 ዓም ክሳብ 25/1/2010 አብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ መረደእታን ከቅርብ ዝክእል ደኩመንት ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰማሕበራዊ ጉዳይ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 263 ንክምዝገቡ ነተሓሳስብ ፈተና ዝዉሃበሉ እዋን ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑ ነተሓሳስብÂ
Share this Post:
መመለስ