ኮንስትራክሽን መሃንዲስ ደ 2

ትግራይ መንገድ ስራዎች ኢንተርፕራይዝ
መግለጫ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ስዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ Â አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ

ተፈላጊ ችሎታ

ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ

ስራ ልምድ

ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ( 5 ዓመት ትምህርቲ)

ካልኣይ ዲግሪ(ኤምኤስሲ) 0Â ዓመት

ቀደማይ ዲግሪ(ቢኤስሲ) 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ሲቪል መሃንዲስ ኮንስትራክሽንÂ ቴክኖሎጂ ወይ ካሊእ ተዛማዲ( 4 ዓመት ትምህርቲ)

ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት

How to apply

ናይ መመዝገቢ ዕለት ካብ 20/ 12 /2009 ዓም ክሳብ 25/ 12 /2009 ዓም ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 03 መራሒ ጉጅለ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኮይኑ

Share this Post:
መመለስ