በዓል ሞያ ካሜራ

የትግራይ ክልል ከተማ ልማት ንግድና ኢንዱስትርን ቢሮ
መግለጫ

ቢሮ ልምዓትን ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብኮንትራክት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

10+2Â

ተፈላጊ ችሎታ

ፎቶ ግራፍ

ስራ ልምድ

2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲÂ

How to apply
  • ኣመልከቲ መረዳእታኩምን ኦርጅናል ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምካንኩም ክን ነፍልጥ
  • ምዝገባ ዝካየደላ ዕለት ካብ 24/11/2009 ዓም ክሳብ 28/11/2009 ዓም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን
  • ካብ ዉልቀ ትካላት ዝቀረበ ናይ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ግበሪ ዝተከፈለሉ መረዳእታ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ከቅርቡ ይግባእ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብማስታወቂያ ይግለፅ
  • መመዝገቢ ቦታ አብ ልምዓትን ከተማ ን/ኢንድስትሪን ቀደማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 82 ዳይሬክቶሬት ኣ/ስ/ሓ/ሰብ ምካኑ ነዘካክር
  • ቅደም ሰዓብ መረፃ መመልከቲ ብመምርሒ መሰረት ይከዉን
Share this Post:
መመለስ