መራሒ መኪና

የደቡባዊ ምስራቅ ኣስተዳደር ጽህፈት ቤት
መግለጫ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝዕስብ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይድሊ

Â

የትምህርት ደረጃ

4ይ ክፍሊ ዝወደአ ኮይኑ 3ይ ብርኪ መዘወሪ ወይ ታክስ /ታ-2/ ዘለዎÂ

ተፈላጊ ችሎታ

4ይ ክፍሊ ዝወደአ ኮይኑ 3ይ ብርኪ መዘወሪ ወይ ታክስ /ታ-2/ ዘለዎÂ

ስራ ልምድ

0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኮይኑ ጥራሕ ልምዲ ዘለዎ ግና ተመራፂ ይከዉን

How to apply

መተሓሳሲቢ

  • ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቀርቡ
  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 24 /8/2009 ዓም ክሳብ 4 /09 /2009 ናይ ስራሕ መዓልቲ
  • ኣድራሻ ፊት ለፊት ማረት እትዉ ኢልካ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 37Â
Share this Post:
መመለስ