senior general account accountant

ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ
መግለጫ

ኢዛና ማዕድን ልምዓት ሜሊ ወርቂ ቀፂሎም ንዝተዘርዘሩ መደባት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

BA degree in Accounting

ተፈላጊ ችሎታ

BA degree in Accounting

ስራ ልምድ

four years of experience in a related work

How to apply

ሓበሬታ

ጥቅማጥቅሚ

ነቲ ቦታ ዝተፈቀደ ናይ ጥቅሉል ማሃያ 30% ቆላ አበል

መንበሪ ገዛ

ብተመጣጠኒ ክፍሊት ናይ ካፍቴርያ ግልጋሎት

ናይ ሕክምና ግልጋሎት ናይ ኢንሹራንስ ሽፋን

ከምስርሑ መደቡ ብማንዋል ዝተፈቀደን በቲ ትካል ተፀኒዑ ዝፍቀድን ካልእ ጥቅማጥቅሚ

ስራሕ ቦታ ኣብ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ጣብያ ልምዓት ወርቂ መፃረዮ ፋብሪካ

ምዝገባ ቦታ ጉና ሕንፃ ቢሮ ቁፅሪ 116 ሽረ ኢዛና ላይዘን ቢሮ ዘርኣይ ህንፃ

ምዝገባ ዕለት 19/ 07 /2009 ዓም ክሳብ 27/ 07/ 2009 ዓም ንጉሆ 2:30- 6:00 ድሕሪ ሰዓት 8:30 -11:00

ደለይቲ ስራሕ ትምህርቲ ን ስልጠናን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ዋናን ፎቶኮፒን የቅርቡ

Share this Post:
መመለስ