ፋርማሲ

ቃላሚኖ ልዩ ሁለታኛ ደረጃ ት/ቤት
መግለጫ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳደሪሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲፕሎማ

ተፈላጊ ችሎታ

ዲፕሎማ

ስራ ልምድ

ብተመሳሳሊ ሞያ 2ተ ዓመት

How to apply

ንዲፕሎማ ተወዳደርቲ ሲኦሲ ደረጃ 4 ዘለዎ

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 1 8/1/ 2009 ዓም ክሳብ 23/ 01/ 2009 ዓም ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ

ተወዳደረቲ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ናይ ትምህርቲን ስራሕ ልምድን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

አብ ዙርያ ነርስን ፋርማሲን ደቂ አነስትዮ ነተባብዕ

Share this Post:
መመለስ