ፋርማሲ ዲግሪ

ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ
መግለጫ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዉ ዓይነት ስራሕ ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት አወዳዲሩ ኮቆፀር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ዲግሪ

ስራ ልምድ

0

How to apply

ነቲ ዝትቀመጠ ረቀሒ ተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብÂ 16 /01/ 2009 ክሳብ 23 /01/ 2009 ክምዝገቡ ነተሓሳስብ

2ተ ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ

ሲኦስ ዝምልከተኩም መረዳእታ ከተቅርቡ ዝክእል

ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/ 01/ 2009 ሰዓት 3:00 ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

Â

Share this Post:
መመለስ