ሕጊ አማካሪ ኦፊሰር ደረጃ 2

የትግራይ ውሃ ስራዎች ኤንተርፕራይዝ
መግለጫ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዝርከቡ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ

2ይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ

ተፈላጊ ችሎታ

ብሕጊ 4 ዓመትÂ ዝተመረቀ ብተወሳኪ 6 ወርሒን ካብኡ ንላዕሊን ብሕጊ ወይ ብዓቃቢ ሕጊ ስልጠና ዝወሰደ

2ይ ዲግሪ

1ይ ዲግሪ

ስራ ልምድ

2ይ ዲግሪ 4 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

1ይ ዲግሪ 6 ዓመት አግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

How to apply

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20 /11 /2008 ዓም ክሳብÂ 27/11 /2008 ዓም

ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት

አመልከቲ መረዳእታ ትምህርትኩም ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ትቀርቡ

ናይ ምዝገባ ቦታ ፔርሶኔል ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 10

Share this Post:
መመለስ