ኣካውንታንት
የትግራይ ስራ ኣመራር ኢንስቲትዩትመግለጫ
ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ካብ ደገ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዝውውር ክቖፅር ስለዝደሊ ነቲ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንውድድር ይዕድም
-
ብቁዕ ናይ መንግስቲ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
መደረታዊ ናይ መንግስቲ ምሕደራ ፍልጠት ዘለዎ/ዋ
-
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-
ብኣካውንቲንግ፣ቢዝነስ ኢዱኬሽን ፣ ባንኪንግ፣ ኢንሹራንስ፣ ኮኦፕረቲቭ ኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት ዝተመረቀ/ት ኮይኑ/ና ን1ይ ዲግር ወይ ብብርኪ V ዝተመረቐ 6 ዓመት ወይ 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት ኣግባብነት ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
CVን ናይ ስራሕ መሕተቲ መመልከቻ /Application Form/ብምሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንስቲትዩት ኣመራርሓ ስራሕ ትገራይ ደ/ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 5
-
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 20/08/2006 ክሳብ 24/08/2006 ዓ/ም ሰዓት
-
መረጋገፂ ብቕዓት ከቕርብ ዝግበኣኩም ዘድሊ መረዳእታ ብኝሓዝ ክትምዝገቡ
-
ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ምስ ዘይ ምልስ ፎቶ ኮፒ ይጠቅም እትብልዎ ደኩመንት ብምሓዝ ክትምዝገቡ ከም ዝከኣል ነተሓሳስብ
-
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ካብ 27/06/2006 ዓ/ም ክወሃብ እዩ
Share this Post: