ናይ ፅዕነት ትራንስፖርት ስምሪት ኪኢላ
የትግራይ ሁለ ኣቀፍ የገበያ ፌዴሬሽን ኃ/የተ/የግ/ማመግለጫ
ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊ
የትምህርት ደረጃ
BA
ተፈላጊ ችሎታ
ሳፕላይ ማናጅመንት : ማነጀመነት ማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ተመሳሳሊን
ስራ ልምድ
ብዉሑዱ 4 ዓመት ዘለዎ ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ
How to apply
- 250 ትራንስፖርት አለዎ
- መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
- ካብ ዕለት 06/11/08 – 11/11/08 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
- ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል
Share this Post: