ናይ ዕደጋን ልቃሕን እታወታት ከኢላ

የትግራይ ሁለ ኣቀፍ የገበያ ፌዴሬሽን ኃ/የተ/የግ/ማ
መግለጫ

ትግራይ ኩ/ ዕደጋ ፌዴሬሽን ሓላ/ዝተ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ንዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ አወደደሩ ክቆፅር ይደሊÂ

የትምህርት ደረጃ

BAÂ

ተፈላጊ ችሎታ

ጀነራል ኣግሪካልቸር :ኮኦፕረቲቭ ማርኬቲንግ :Â ማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ተመሳሳሊን

ስራ ልምድ

ብዉሑዱ 4 ዓመት ዘለዎ ቀጥታዊ ርክብ ዘለዎ Â Â

How to apply
  • 250 ትራንስፖርት አለዎ
  • መመልከቲ ዘለኩም መረዳእታ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ ደረጃ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ምቅራብ
  • ካብ ዕለት 06/11/08 – 11/11/08 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናደሓበርና
  • መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቀበሌ 11 ጥቃ ሰምሃል ክሊኒክ ኣብ እንደርታ ዩኔን ህንፃ ካልኣይ ደብሪ
  • ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344410869 ወይ 0344410830 ምሕታት ይከኣል
Share this Post:
መመለስ