ጀማሪ ኢንስትራክተር crop production and protection

ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክና እርሻ ቴክኒክና ሙያ
መግለጫ

ዉቅሮ ሕርሻ ኮሌጅ ብቁፃርን ብቀዋምነትን ክምድብ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

የትምህርት ደረጃ

1ይ ዲግሪ crop production and protection , Agronomy ,horticulture, plant science

ብእፅዋት ሳይንስ በቢብርኩ ተመዚኑ COC ዝሓለፈ/ት

ተፈላጊ ችሎታ

COC Level by Level ተመዚኑ ክሳብ Level 4 ዝሓለፈ/ት

ስራ ልምድ

0 year

How to apply

ምዝገባ ካብ ዕለት 10 /10 /2008 ዓም ክሳብ 17 /10/ 2008 ዓም ኣብ ዉ /ሕ/ /ፖ ቴ ኮሌጅ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቢሮ ቁፅሪ 19 ይከዉን

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ

ፈተና ዕለት 21 /10 /2008 ዓም ሰዓት 4:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430125

Share this Post:
መመለስ