ወናኒ ደ/ከ/ሰ/ውሽጢ ኦዲተር
የትግራይ ክልል ውሃ ሃብት ቢሮመግለጫ
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ንዘለውዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋሚ ክቖፅር ይደሊ። መሃያ ዘለዎም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስተ ብዝውውር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ረቋሓታት ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይ”ደመ።
- ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 1ይ /ባችለር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 10 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
ወይም
- ብኣካውንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ብፐብሊክ ፋይናንስ 2ይ /ማስተር/ ዲግሪን ብናይ ኦዲት ሞያ ናይ 8 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ
- ናይ ዝተገለፀ ልምዲ ስራሕ ፍርቂ ወይም 50% ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
- ናይ ስነ-ምግባር ፀገም ዘይብሉ/ላ/ ከቕርብ ዝክእል
የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply
Share this Post: