ማእከላይ ስፔሻሊስት ምእካብን ምትንታንን መረዳእታ

ትግራይ ክልል ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኤጀንሲ
መግለጫ

ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም

የትምህርት ደረጃ

ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ MA/MSc/PHD ኮምፒተር ሳይንስ :ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ: ሶፍትዌር ኢንጂነሪንግ: ስታስቲክስ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሸን ሳይንስ: ማናጅመንት :ኢንፎርሜሽን ሲስተም :ዝተመረቀ /ት

ምድላዉ ሰነድ ኣብ ምምሕዳር ሳይንሳዊ መረዳእታን ትልምን አደላለዋ ሰነድን ልምዲ ስራሕ ዘለዎን ኣብ ምምህዳር ሳይንስ መረዳእታ ትልምን ዓቅሚ ፍልጠትን ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ

ተፈላጊ ችሎታ

ስራ ልምድ

ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት/MSc 5 ዓመት

ብ4ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ 4 ዓመት/ማስተር 3 ዓመት

PHD 2 ዓመት

How to apply

ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ

ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን

ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127

Share this Post:
መመለስ