ከኢላ መረዳእታ ሓ/ሳብን ምዕቃብን ማህደርን
የትግራይ ክልል ምክር ቤትመግለጫ
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሐተኛታት ብቀዋሚነት አወዳዲሩ ክዛዉር/ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቆሒ እተማልኡ ንክትምዝገቡ ይዕድም
የትምህርት ደረጃ
- ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+2 ሰርተፊኬት ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት ወይ ብቴክኒክን ሙያን ዲፕሎማ ዝተመረቀ
- ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ III ዘተመረቐ ወይ ካብ ከሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት
- ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብብርኪ IV ዝተመረቀ ወይ ካብ ከሌጅ ብለዕለዋይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት
- ባችለር /1ይ ዲግሪ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቀ
- ማስተርስ/ 2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ዋ
ተፈላጊ ችሎታ
ብስታስቲክስ , ኢኮኖሚክስ , ማናጅመንት ,ኮምቲዩተር ሳይንስ MISን
ፍሉይ ናይ ኮምፒተር ሰርተፊኬት ዘለዎ/ዋ
ብተግባር ዳታ ቤዝ ማኔጅመንት ምግባር ክእለት ዘለዎ/ዋ
ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ/ዋ
ስራ ልምድ
10 ዓመት
8Â ዓመት
6 ዓመት
4 ዓመት
2 ዓመት
How to apply
- ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 12/08/2008 ዓ/ም ክሳብ 18/08/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:30 አጋምሸት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- ናይ ምዝገባ ቦታ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክረ ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ ሰራሕተኛ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 57
- ተወደደርቲ ቀጥታ ኣግበባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምድእኩምን መረዳእታ ትምህርትኩምን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ሐደ ፎቶ ኮፒ የቅርቡ
- ነቲ ስራሕ መደብ ዝወፀ ምልከታ ትሑት ተዳለይ ክእለት መሊኦም ብምልመላ ናብ ፈተና ዝቀርቡ ተወዳደርቲ ዝዉሃብ ናይ ፅሑፍ ፈተና ብዝግባእ ክሐልፉ ዝክእሉ
- COC ዝምልከቶም/ተን ከተቅርቡ/ባ ዝክእሉ/ላ
- ፈተና ዝዉሃበሉ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝወፅኦ ምልክታ ይግለፅ
Share this Post: