ፋይናንስ ዋና ክፍሊ ሓላፊ

ፍር ስዋኣት የንግድ ስራዎች ኋላ/የተወ/የግ/ማ
መግለጫ

ፍረ ስወት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ Â ከቆፅር ስለዘደለየ ድሌት ዘለኩምን ተደላይቲ ረቋሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ንዕድም

የትምህርት ደረጃ

ዲግሪÂ

ተፈላጊ ችሎታ

ሕጋዊነት ካብ ዘለዎ ዩኒቨርስቲ ብአካዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

ስራ ልምድ

ኣብ ፍሉጥ ትካል 6 ዓመት ዝሰረሐ/ት ካብዚ 4ተ ዓመታት ብሓላፊነት ዝሰረሐት peachtree Accounting ክእለት ዘለዋ/ዎ

How to apply
  • ናይ ምዝገበ ዕለት : 5/08/2008 12/08/2008 ዓም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት : 13082008 8:00 ድሕሪ ቀትሪ
  • ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ሮቋሓታተ እተማለኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቐለ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ኣካል ትግራይ (TDVA) ህንፃ 6ይ ፎቅ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 1 እንዳተረከብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም
  • ኣድራሻ 0344415254Â

Â

Share this Post:
መመለስ