ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ

ኒው ሚለንየም ዩንቨርስቲ ኮሎጅ
መግለጫ

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

የትምህርት ደረጃ

MA/MScÂ

BA/BScÂ

ተፈላጊ ችሎታ

ብኣካዉንቲንግ

ስራ ልምድ

MA/MSc -------- Â ብሒሳብ ሓላፊ 2ተ ዓመት ዝሰረሐ/ት Â

BA/BSc ------------ Â ብሒሳብ ሓላፊ 4 ተ ዓመት ዝሰረሐ/ት

How to apply

አመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 3/8/2008 ዓም ክሳብ 10/8/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344 4104 65

Share this Post:
መመለስ