ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን
ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ብሄራዊ ክልል መንግስቲ ትገራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዘውፅኦ ምልክታ ዝሐሸ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ክትዋደደሩ እትደልዩ ክማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ ከም ዝስዕብ ይኸውን ደረጃ ትምህርቲ ዲግሪ ተደላይ ክእለት ብኣካዊንቲንግ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸትዚንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ንባችለር ዲግሪ /ቐዳማይ/ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 5 ዓመት ማስተር /2ይ / ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 3 ዓመት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ ይምረፅ    
ተጨማሪ አንብብ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ
ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ በዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቅፅር ስለዝደሊ በዚ መሰረት ዓይነት ትምህርቲ Electricity Electro mechanics    ደረጃ ትምህርቲ ኣድቫንስ ዲፕሎማ 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+2 /10+2 4 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ 12+1 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ል/ስራሕ ዘለዎ/ዋ መብርሂ ብቅዓት ሞያ መረጋገቂ ዝሓለፈ/ት
ተጨማሪ አንብብ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖስርትን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲረሩ ብኩንትራት ክቖፅር ስለዝደሊ በዚ ምልክታ ይዕድም ተደላይ ክእለት ብስነ-ምህንድስና ቀዳማይ ዲግሪ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲን ንደቂ ኣንስትዮ 2.4 ንላእሊ ንደቂ ተባዕትዮ3.2 ነጥቢ ዘለዎ (ዝረኽበ/ት)    
ተጨማሪ አንብብ

ዮኪ ፕላስት ንግድን ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማ
ድርጅታችን ዮኪ ፕላስት ንግድና ኢንዱስትሪ ኋ/የተ/የግ/ማህበር ከዚ በታች በተጠቀሰው ክፍት የሰራ መደብ ሰራተኛ ኣወዳድሮ መቅጠር ይፈልጋለ ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1 ዓመት የስራ ልምድ 10+2 ብኣካውንቲንግ 2 ዓመት የስራ ልምድ 10+1 ብኣካውንቲንግ 2ዓመት የስራ ልምድ   ልዩ ችሎታ ኮምፒተር  
ተጨማሪ አንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ   ብኣካውንቲንግ / ተመሳሳሊ ሙያ ቢድግር 4 ዓመት ስራሕ ልመዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ ዲፕሎማ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ /ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ
ተጨማሪ አንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ ብኣካውንቲንግ/ማናጅመንት ተመሳሳሊ ሙያ ዲፕሎማ 0 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሰርቲፊኬት2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብቅዓት መረጋገፂ /ሲ.ኦ.ሲ/ ዝሓለፈ  
ተጨማሪ አንብብ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ   ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ   ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ 
ተጨማሪ አንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛ ብዝውውር ቁፃር   መደብ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ 1ይ ዲግሪ ወይም ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብብርኪ ዝተመረቐ/ት 7 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካልኣይ ዲግሪ /ማስተር/ 5 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ካሊእ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ/ዋ፣ ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
ተጨማሪ አንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም ተደላይይ ክእለት 1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት
ተጨማሪ አንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ንውሽጢ ስራሕተኛታት ዝወፀ ዕብየት ብርኪ ንቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ክ/ትግራይ ንዞባ መቐለ ሰ/ማ/ጉዳይ ንኩለን ወረዳታት ሰ/ማ/ጉዳይ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ መደብ ሰራሕኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዕብየት ብርኪ ክህብ ይደሊ።   ዓይነት ትምህርቲ ብሴክሪታሪያል ሳይንስ ኦፊስ ማናጅመንት ብኮምፒተር ሳይንስ /ኣይ.ቲ/ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ   ተደላይ ክእለት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ሰራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ብብርኪ III 6 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ሰራሕ ልመዲ
ተጨማሪ አንብብ