ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሓጋዚ ካሸር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 |
ቦታ | መቐለ ዋና መ/ቤት |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | VIII |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲራ ክትቆፅር ትደሊ |
ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ /ዲግሪ ብአካዉንቲንግ: ማናጅመንት ን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ትምህርትን |
ተደላይይ ክእለት | መሰረታዊ ክእለት ኮምፒተር |
ልምዲ ስራሕ | ንዲፕሎማ 2 ዓመት ንዲግሪ 0 ዓመት |
መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቋሒ እተማልኡ መረዳእታ ትምህርትኩምን ስራሐን ብምሓዝ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ምስ ምስ CV ብምትሕሓዝ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልትታት ጀሚሩ ዘሎ 10 ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቢሮ ምምሕዳርሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 410 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር ስቁ 0344409923 |