| ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ካንቲቲ ሰርቨየር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰንበት መጋቢት 4, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት ክምልምል ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን |
| ተደላይይ ክእለት | 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ዓይነት ሞያ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም 1 ኮፒ ዘይምለስ ኦርጅናል መረዳእታኩም ብምሓዝ ኣብ ከተማ መቀለ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ካልኣይ ደብሪ ቁፅሪ 50 ካብ ዕለት 02 /07 /2008 ክሳብ ዕለት 07 /07 /2008 ዓም ክትምዝጉ ነተሓሳስብ |