| ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሓላፊ ትምሀርትን ቴክኒካል |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 6, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉል/ማ ንዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ካብ ኣፍልጦ ዘለዎ ኮሌጅ/ዩኒቨርስቲ ብኢንዳስትርያል ሜካኒካል ኢንጂነሪንግን ተዛመድቲ ዓይነት ትምህትታትን 1ይ ድግሪ ልዕሊኡን ዘለዎ/ዋ |
| ተደላይይ ክእለት | ናይ ኮምፒተርን ቴክኒካል ክእለት ወይ አፍልጦ ዘለዎ ከይዲ ምምራት ቴክኒክን ናይ ምክትታልን ምምሕዳር ክእለት |
| ልምዲ ስራሕ | ኣብ ፋብሪካ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ብትምህርትን ቴክኒክን ሓላፊ ሙያ ዝሰርሐ |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ኦርጅናል ዝገናዘብ ፎቶ ኮፒ ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ፊት ንፊት ሚድ ሲቲ ካፌ ትሕቲ ኣባይ ኢንሹራንስ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ ምምልካት ይካአል |