| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሌክቸረር Adult nursing |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ የካቲት 29, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 2, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | MSc Adult nursing |
| ተደላይይ ክእለት | MSc Adult nursing |
| ልምዲ ስራሕ | 2 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | አመልከቲ ናይÂ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምዱኩምን CVን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 25/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 02 /07 /2008 ዓም ሰዓት 12፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር |