| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዕደጋ ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም የካቲት 19, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 25, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብዕብየት ብዝዉዉርን ቁፃርን ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ ብ 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ፡ብፐርቼዚንግ ሳፕላይ ፡ማናጅመንት፡ ብኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ/ ት |
| ተደላይይ ክእለት | ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ወይ ኮሌጅ ብ 1ይ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ፡ብፐርቼዚንግ ሳፕላይ ፡ማናጅመንት፡ ብኢኮኖሚክስ፡ ፓብሊክ ፋይናንስ ዝተመረቀ/ ት |
| ልምዲ ስራሕ | ንዲግሪ 0 ዓመት COC ዝምልከተኩም ዝሓለፈ ጥራሕ ይወዳደር |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቀሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብÂ 17 /06/ 2015 ዓም ክሳብ 25/ 06 /2008 ዓም ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ደ/ከ/ስ/ኣ/ሓ/ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22Â ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንክትምዝገቡ እናሓበርና ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ክግለፅ ዩ |