| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ፍሉይ ኦዲት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ የካቲት 21, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 16- 12 -10 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎÂ ክፍቲÂ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊÂ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት ፣ቢዝነስ ማናጅመንት |
| ተደላይይ ክእለት | ቀዳማይ ዲግሪ አካዉንቲንግ ፣አካዉንቲንግ ፋይናንስ ፣ማናጅመንት ፣ቢዝነስ ማናጅመንት |
| ልምዲ ስራሕ | 7 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ 5Â ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ |
| መተሓሳሰቢ | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ |